top of page

ብዛዕባ ዘንቢል ፍልጠት

*

About Zenbil Fltet​​

ከምቲ ኩሉ ወላዲ ደኺመ ከይበለ ንደቁ ቋንቁኦም ክፈልጡ ዝጽዕር፡ ዘንቢል ፍልጠት መፍትሒ ከተናዲ፡ ድኻም ወለዲ ከተቃልል ብምባል ንኹልና ብዝቐለለ መገዲ ደቅና ክንምህረሉ ንኽእል ኣገባብ ሒዛ መጺኣትኩም ኣላ።

We are here to give diaspora kids the tools and ways to learn how to read and write Tigrigna in a very simple and easy way.

ተልእኾ፥
ጂታላዊ ጸጋታት ተጠቒምና ንተገልገልቲ ብቐሊሉ ቋንቋን ትምህርቲ ኮምፒተርን ክማሃርሉ ዘኽእል ቀረብ ምምሃርን ምስትምሃርን ምሕያል። 
ራእይ፥
መሪሕ መድረኽ ትምህርቲ ቋንቋን ኮምፒተርን ንምዃን።

ደቅናን ቋንቋናን!

  • Pinterest
  • Whatsapp
  • Youtube
  • Facebook
  • Instagram
  • TikTok
bottom of page