ዘንቢል ፍልጠት ኣገዳስነት ቋንቋና ተረዲኣ መፍትሒ ተዳሉ። ንደቅና ቋንቋና ክመልኩ ድሌት ነፍሲ ወከፍና ኢዩ::
1. ብኢድና ንድህስሶም ናውቲ ትምህርቲ
(Physical Educational Materials)
2. ካብ ኤለክትሮኒክ ንረኽቦም ናውቲ ትምህርቲ
(Digital Educational Materials)
ንተገልገልቲ ቀረብ ክትህብ ሓድሽ ንብረት ኣዳልያትልኩም ኣላ።